ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣሚንዮቲክ ፈሳሲ
ንዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸን እንከሎ ዝሽፍኖ ፈሳሲ። ፈሳሲ ኣሚኒዮቲክ ነቲ ዕሸል እዩ ዝከላኸለሉ። ኣገዳሲ ምስ ዝኸውን፡ ሓኪም ንእሽተይ ክፋል ካብ ፈሳሲ ኣሚኒዮቲክ ወሲዱ እቲ ዕሸል ጥዕንኡ ከመይ ከም ዘሎ ክርኢ ይኽእል እዩ።