ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣንፍፊanኣንፊ መትሎ

ከቢብ ጫፍ ናይ መትሎ እዩ። ኣንፊ መትሎ፡ እቲ ዝለዓለ ጾታዊ ስምዒት ዘለዎ ክፋል ናይ መትሎ እዩ። ቆርበት ርእሲ መትሎ ንኣንፊ መትሎ ይሽፍን። እተኸንሸበ ወዲ-ተባዕታይ ሽፋን ቆርበት ርእሲ መትሎ የብሉን።