ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣኽብሮት
ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ናይ ኣድናቖት ስምዒት ምህላው እዩ። ንሓደ ሰብ ተኽብሮ እንተኾይንካ፡ ናቱ ወይ ናታ ስምዒታትን ርእይቶታትን፡ ኣገደስቲ እዮም ኢልካ ስለትሓስብን ስለ እትቕልበሎምን እዩ።