ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ክታበት

ብዶክተር  ወይ ድማ ብነርስ ዝውጋእ መድሃኒት። ክታበት ከም ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ  ወይ ወይቦ ዓይነት ቢ ዝኣመሰሉ ረኽስታት ይከላኸለልካ።