ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ወርሓዊ ጽግያት
ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት ይጸንሕ። ነፍስ-ወከፍ ወርሒ፡ 'ማህጸን ጓለንስተይቲ ሓደ ዝተጸግየ ዋህዮ እንቋቚሖ ንኽቕበል ድሉው ይኸውን። እታ ጓለንስተይቲ እንተዘይጠኒሳ፡ ኣካላታ ልፋጫዊ መምብረይናን ካልእ ገለ ደምን ካብ ማህጸን ንደገ የውጽእ።