ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ወሲባዊ ወይ ጾታዊ ጸገማት

ኣብ ናይ ጾታዊ ርክብ ሂወትካ ከጋጥሙኻ ዝኽእሉ ጸገማት ከም: ጸገማት ምቕናዕ መትሎ፡ ጾታዊ ስምዒት ዘይምህላው፡ ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብ ቃንዛ ምህላው። ወሲባዊ ወይ ጾታዊ ጸገማት ብባህሪኡ ሕክምናዊ፡ ኣእምሮኣዊ ወይ ድማ ምሕዝነታዊ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ገለ እዋን ካብ ሓደ ንላዕሊ ጸገማት ክህሉ ይኽእል እዩ።