ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ውሑስ ጾታዊ ርክብ
መጻምድቲ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ንነብሶም ካብ ብጾታዊ ዝመሓላለፍ ረኽስታት፡ HIVን ዘይተደልየ ጥንስን ክከላኸሉ ኣብ ዘድልዮም ዝጥቀምሉ። ውሑስ ጾታዊ ርክብ ማለት፡ መጻምድቲ ኣብ ሓድሕዶም ይከባብሩ እዮም ማለት’ዩ።