ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዓመጽ
ኣንጻር ድሌት ሰብ፡ ብመትሎ ሰንጢቕካ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ እዩ። እቲ ስምንጣቕ ናይ ርሕሚ፡ ብገለ ክፍሊ ኣካል ወይ ብግኡዝ ነገር ክኸውን ይኽእል። ዓመጽ ብሕጊ እተኸልከለ እዩ።