ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዝተማእከለ ሕክምናዊ መዝገብ

እዚ፡ ብዛዕባ ጥዕናኻ ጸብጻብ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ናይ ስድራቤትካ ሓኪም ከሐድሶን ክሰርሖን ዝኽእል እዩ። ንኣብነት፡ እትወስዱዎም ኣፋዉስ፡ ዝወሰድኩምዎም ሕክምናታትን ክታበታትን፡ ከምኡ ድማ ካብ ካልኦት ወሃብቲ ክንክን ጥዕና ዝመጹ ጸብጻባት። እዚ ንሓኪምካr ጽቡቕ ጌሩ ንኸሰንየካ የኽእሎ። ዝተማእከለ ሕኽምናዊ መዝገብ እንተድኣ ኣለካ፡ ናብ ሓኪም ስድራቤትካ ንኽትጥከይድ ውሑድ ውልቃዊ ብጽሒት ኢኻ እትኸፍል።