ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዝያዳ

እቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ መጠን እዩ። ኩሉ ልዕሊ 18 ዕድመ ዝኾነ ናይ ጥዕና ድሕነት ከውጽእ ይግደድ እዩ። እቲ መጠን ዝያድ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።