ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ግብረ-ሰዶም

ምስ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ሰባት፡ ጾታዊ ስምዒት ምህላው እዩ፡ እዚ ማለት ደቂ-ተባዕትዮ ምስ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ጾታዊ ስሕበት ክህልዎ ከሎ እዩ። ሓደ ሰብ ምስ ተመሳሳሊ ጾታ፡ ጾታዊ ርክብ ብዘይ ከይደልየ ወይ ዝምድና ከይገበረ እንከሎ፡ ግብረ-ሰዶማዊ ክኸውን ይኽእል እዩ። ስሓደ ሰብ ግብረሰዶማዊ/ት ዝበሃል፡ ንገዛእ ርእሱ ወይ ንገዛእ ርእሳ ብኸምኡ ምስ ዝወስዶ ወይ እትወስዶ እዩ።