ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጡብ-ኣድጊ

ንኣሽቱ፡ ውጽእ ዝበለ፡ ተሪር ሕበጥ ኣብ ቆርበት። ጡብ ኣድጊ ዝበዝሕ ግዜ ባዕሉ እዩ ዝጠፍእ። ብቫይረስ እዩ ዝለዓል።