ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጡጦ ምምጋብ
ንቆልዓ ብሕሩጭ ናይ ቆልዑ ጸባ (Formula) ኣብ ማይ ኣሕቂቕካ ምምጋብ። እቲ ቆልዓ ነቲ ጸባ ካብቲ ጥርሙዝ ብፕላስቲክ ወይ ድማ ጫፍ ናይ ጡብ (nipple) ዝመስል ጎማ ይመጽዮ። ናይ ጡጦ ምጥባው ንጸባ ጡብ ይትክኦ።