ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጥርዘ ስምዒት

እቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ። ኣብ ወድተባዕታይ፡ እቲ ጥርዛዊ ስምዒት ወትሩ ምፍሳስ ዘርኢ የስዕብ። ድሕሪ እቲ ጥርዛዊ ስምዒት፡ እቲ ሰብነት ይዛነ።