ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጽጾትጾታዊ ጎነጻዊ ተግባር
ንሓደ ሰብ ብጎነጽ፡ ዝብዝሕ ግዜ ብኣካላዊ ጎነጽ ተጠቒምካ፡ ጾታዊ ርክብ ከም ዝፍጽም ምግባር፡ ብሓይሊ ምግዳድ ይበሃል። ንኣብነት፡ ንሓደ ሰብ ምጥቃዕ ወይ ምዕማጽ። ጾታዊ ጎነጻዊ ተግባር ብሕጊ ክልኩል እዩ።