ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጾታዊ መሰላት
ጾታውነት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክምኮሮ/ክትምኮሮ ዘለዎምን፡ ክነብሮን/ክትነብሮ ዘለዎ/ዋ መሰል እዩ። ንኣብነት፡ መጻምድቲ ናይምምራጽ መሰልጾታዊ ርክብ ንኽትፍጽም ወይ ንኸይትፍጽም ክትውስን መሰል ምህላው፡ ብዛዕባ ጾታውነት ሓበሬታ ክህልወካ መሰል ምህላው።