ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊ ምርስሳን

እዚ፡ መጻምዲ ናይ ክልቲኦም ጾታዊ ስምዒታት ከለዓዕሉ ከለዉ፡ ንኣብነት ፍቕራዊ ምትንኻፋት፡ ምስዕዓም፡ ምትሕቑቛፍ፡ ኣካላት ምድርራዝ ወይ ምልሕሓስ ማለት እዩ። ጾታዊ ምርስሳን፡ ዝበዝሕ ግዜ ናብ ጾታዊ ርክብ ወይ ድማ ናብ ካልእ ዓይነት ጾታዊ ርክብ እዩ ዘምርሕ፡ እዚ ግን ኩሉ ግዜ ኣይኮነን። እዚ ጾታዊ ምርስሳን ንነፍሲ-ወከፍ መጻምዲ እተፈላለየ እዩ።