ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጾታዊ ባህሪ
ኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ ክኸውን ይኽእል (እተፈልየ ጾታ) ወይ ድማ ተመሳሳሊ ጾታ (ግብረሶዶማውነት)። በዓል ድርብ ጾታ ሰብ፡ ናብ ክልቲኡ ጾታ ስሕበት ዘለዎ እዩ።