ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊ ተራ

ኣብ ሕብረተሰብ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ከመይ ባህርያቶም ከንጸባርቑ ከም ዘለዎም ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ትጽቢት። እዞም ትጽቢታትእዚ ካብ ባህሊ ናብ ባህሊ ክፈላለ ይኽእል’ዩ።