Zanzu ብ Sensoa ከምኡድማ ብ BzgA እዩ ተዳልዩ። ራትጀርስ፡ ንዛንዙ ኣብ ሃገር ሆላንድ ኣብ ጥቕሚ ክምዝውዕል ገይርዎ ኣሎ። Rutgers ማእከል ሞያዊ ፍልጠት ጾታዊ ጥዕናን መሰላትን ደች እዩ። ቅቡልነት ናይዚ ትሕዝቶ ናይ Rutgers ሞያውያን ምስ ናይ Koninklijke Nederlandse Organisatie Verloskundigen (KNOV), Soa Aids Nederland ከምኡድማ Pharos ሞያውያን ብምትሕብባር ኣጋረጊጾምዎ እዮም። 

ምርምር፣ ተግባራዊ ኣልግሎታትን ናይ ምድዓስ ስራሓትን ብምውህሃድ ጾታዊ ጥዕናን መሰላትን ንምብራኽ ይሰርሕ። ስራሕና ኣብቲ ሓቛፊን ንጡፍን ዝኾነ ናይ ጾታዊ ትምህርቲ፣ ንዝሓሸ ምርካብ መከላኸሊ ጥንሲን ውሑስ ምንጻል ጥንሲን፣ ከምኡድማ ምክልኻል ጾታዊ ዓመጽንቲ ኣቀራርባና ዝተደረኸ እዩ። Rutgers ኣብ ኔዘርላንድስ ከምኡድማ ኣብ 18 ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ይነጥፍ።

Zanzu.nl ብሚኒስትሪ ጥዕና፣ ግብረ-ሰናይን ስፖርትን ኔዘርላንድስ ይምወል

ብኽብረትካ ብዛዕባ Zanzu.nl ጽቡቕ እትብሎን ሕማቕ እትብሎን ነገራት ንገረና።