ሰባት ኤችኣይቪ ካብ ዘለዎም ሰባት ብዝወጹ ናይ ሰውነት ፈሰስቲ ኤችኣይቪ ክሓልፎም ይኽእል። ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል:

ኤችኣይቪ ዘለዎ ናይ ርሕሚ ፈሳሲን ደምን ናይ ወርሓዊ ጽግያት በቲ ዕንጓር መሰል ፈሳሲ ናይ ማሃንቱስኣንፊ ናይ መትሎርሕሚ ከምኡድማ ኣፍ ኣቢሉ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ።

ብተወሳኺ እቲ ብኤችኣይቪ ዝተበከለ ደም ብ ብበላሕቲ ነገራት ወይከኣ ደም ብምቕባል እውን ክሓልፈኩም ይኽእል። ኣብ ኤውሮጳ ስግግር ደም ቅድሚ ምግባሩ እቲ ደም ስለዝምርመር ኤችኣይቪ ብስግግር ደም ናይ ምትሕልላፍ ዕድሉ ዳልርጋ ዘየለ እዩ።

ኣብ መወዳእታ፣ ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል ብጸባ ጡብ እንድሕር መጥበዊት ኮንኪ

ኤችኣይቪ ብንትፍታፍ ኣይመሓላለፍን

ኤችኣይቪ ዘለዎ ናይ ዘርኢ ፈሳሲን ናይ ርሕሚ ፈሳሲን ደምን ናይ ወርሓዊ ጽግያት በቲ ዕንጓር መሰል ፈሳሲ ናይ ማሃንቱስ፣ ኣንፊ ናይ መትሎ፣ ርሕሚ ከምኡድማ ኣፍ ኣቢሉ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ።
ኤችኣይቪ ዘለዎ ናይ ዘርኢ ፈሳሲን ናይ ርሕሚ ፈሳሲን ደምን ናይ ወርሓዊ ጽግያት በቲ ዕንጓር መሰል ፈሳሲ ናይ ማሃንቱስ፣ ኣንፊ ናይ መትሎ፣ ርሕሚ ከምኡድማ ኣፍ ኣቢሉ ክኣትወኩም ይኽእል እዩ።
ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል፣ ብደም፣ ንኣብነት በላሕቲ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም
ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል፣ ብደም፣ ንኣብነት በላሕቲ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም
ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል፣ መጥቦዊት እንተኾንኪ ብጸባ ጡብ።
ኤችኣይቪ በዞም ዝስዕቡ መንገዲታት ክሓላለፍ ይኽእል፣ መጥቦዊት እንተኾንኪ ብጸባ ጡብ።

ሰባት ብወሲብ ከምኡድማ ብኻልእ መተሓላለፍቲ መንገዲታት ኤችኣይቪ ክተሓዙ ይኽእሉ።

ብወሲብ ምትሕልላፍ

ግቡእ ሕክምና እንተተጌሩሉ፣ ኤችኣይቪ ዘለዎ ሰብ ዋላ ብዘይ ኮንዶም ወሲብ እንተፈጸመ ኤችኣይቪ ናብ ካልእ ከሕልፈሉ ኣብ ዘይኽእል ደረጃ ክበጽሕ ይኽእል እዩ።

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ርሕሚ ወሲብ ብዘይ ኮንዶም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ርሕሚ ወሲብ ብዘይ ኮንዶም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ማሃንቱስ ወሲብ ብዘይኮንዶም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ማሃንቱስ ወሲብ ብዘይኮንዶም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ኣፍ ወሲብ ብዘይኮንዶም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ናይ ኣፍ ወሲብ ብዘይኮንዶም

ካልኦት መተሓላላፍቲ መንገዲታት

መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ካብ ኣደ ናብ ዕሸል ኣብ እዋን ጥንሲ ወይ ሕርሲ ወይከኣ ኣብ እዋንጡብ ምጥባው።
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ካብ ኣደ ናብ ዕሸል ኣብ እዋን ጥንሲ ወይ ሕርሲ ወይከኣ ኣብ እዋንጡብ ምጥባው።
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ንኣብነት በላሕቲ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም
መተሓላለፊ መንገዲታት ኤችኣይቪ: ንኣብነት በላሕቲ ነገራት ብሓባር ብምጥቃም

ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ኣይሓልፍን

ብማሕበራዊ ምትንኻፍ ኤችኣይቪ ክመሓላላፍ ኣይኽእልን። ንኣብነት: ብርጭቆ ወይከኣ ሸሓነ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም፣ ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ፣ ንኻልእ ሰብ ብምስዓም ወይከኣ ንካልእ ሰብ ፍሬንች ኪስ ብምሃብኣይሓልፍን።

ሰባት ኤችኣይቪ ይሃልዎም ኣይሃልዎም ብዓይንኻ ርኢኻ /ምፍላጥ ኣይከኣልን።

ኤችኣይቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብርጭቆ ወይከኣ ሸሓነ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም
ኤችኣይቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብርጭቆ ወይከኣ ሸሓነ ምስ ካልእ ሰብ ብሓባር ብምጥቃም
ኤችኣይቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ ወይ ሰላም ብምብሃል
ኤችኣይቪ ዘይመሓላለፈሎም መንገዲታት: ምስ ካልእ ሰብ ብምትንኻፍ ወይ ሰላም ብምብሃል
ኤችኣይቪ ኣይመሓላለፍን: ንሓድሕድካ ምስዓም ወይከኣ ፍረንች ኪስ ምውህሃብ
ኤችኣይቪ ኣይመሓላለፍን: ንሓድሕድካ ምስዓም ወይከኣ ፍረንች ኪስ ምውህሃብ

ምክልኻል ኤችኣይቪ

ኤችኣይቪ ዘለዎም ሰባት ሕክምና እንዘይተጌሩሎም ናብ ካልኦት ሰባት ከተሓላልፉ ይኽእሉ እዮም። ብዙሓት ሰባት ኤችኣይቪ ከምዘለዎም ኣይፈልጡን እዮምንገዛእ-ርእስኻ ተኸላኸል ኣብ እዋንወሲብ ኮንዶም ተጠቐም።

ኮንዶም

Iemand kan hiv krijgen via de lichaamsvloeistoffen van mensen die al hiv hebben. Hiv kan worden doorgegeven via:

Geïnfecteerd sperma, vaginaal vocht en bloed van de menstruatie kunnen uw lichaam binnenkomen langs het slijmvlies van de anus, eikel van de penis, vagina en mond.

Geïnfecteerd bloed kan ook rechtstreeks in uw bloed komen door gebruikt materiaal voor injecties te delen of door bloedtransfusie. Besmetting door bloedtransfusie gebeurt bijna nooit in Europa, omdat het bloed op hiv wordt getest.

Ten slotte kan hiv worden doorgegeven via moedermelk tijdens de borstvoeding.

Hiv kan niet worden doorgegeven via speeksel.

Geïnfecteerd sperma, vaginaal vocht en bloed van de menstruatie van mensen die besmet zijn met hiv kunnen uw lichaam binnenkomen door het slijmvlies van de anus, eikel van de penis, vagina en mond.
Geïnfecteerd sperma, vaginaal vocht en bloed van de menstruatie van mensen die besmet zijn met hiv kunnen uw lichaam binnenkomen door het slijmvlies van de anus, eikel van de penis, vagina en mond.
Hiv kan worden doorgegeven via bloed, bijvoorbeeld door het delen van gebruikt materiaal voor injecties.
Hiv kan worden doorgegeven via bloed, bijvoorbeeld door het delen van gebruikt materiaal voor injecties.
Hiv kan worden doorgegeven via moedermelk tijdens de borstvoeding.
Hiv kan worden doorgegeven via moedermelk tijdens de borstvoeding.

Iemand kan hiv krijgen via seks of via andere manieren van infectie. 

Infectie via seks

Met de juiste behandeling kan iemand die hiv-positief is hiv bij seks zonder condoom niet meer doorgeven.

Wijzen van hiv infectie: vaginale seks zonder condoom te gebruiken.
Wijzen van hiv infectie: vaginale seks zonder condoom te gebruiken.
Wijzen van hiv infectie: anale seks zonder condoom te gebruiken.
Wijzen van hiv infectie: anale seks zonder condoom te gebruiken.
Wijzen van hiv infectie: orale seks zonder condoom te gebruiken.
Wijzen van hiv infectie: orale seks zonder condoom te gebruiken.

Infectie op een andere manier

Wijzen van hiv infectie: van moeder op kind tijdens de zwangerschap, bevalling of bij borstvoeding.
Wijzen van hiv infectie: van moeder op kind tijdens de zwangerschap, bevalling of bij borstvoeding.
Wijzen van hiv infectie: gebruikt injectiemateriaal delen
Wijzen van hiv infectie: gebruikt injectiemateriaal delen

Geen infectie via sociaal contact

U krijgt géén hiv van sociaal contact. Bijvoorbeeld door een glas of bord te delen met iemand met hiv of door elkaar aan te raken, te kussen of een tongzoen te geven.  

U kunt niet weten of iemand hiv heeft door naar hem/haar te kijken.

Geen hiv infectie: een glas of bord delen
Geen hiv infectie: een glas of bord delen
Geen hiv infectie: elkaar aanraken of de hand schudden
Geen hiv infectie: elkaar aanraken of de hand schudden
Geen hiv infectie: elkaar kussen of een tongzoen geven
Geen hiv infectie: elkaar kussen of een tongzoen geven

Bescherming tegen hiv

Mensen met hiv kunnen anderen infecteren als ze geen behandeling krijgen. Veel mensen weten niet dat ze hiv hebben. Bescherm uzelf en gebruik condooms bij seks.

Condoom

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
ብስጋዊ-ርክብ ብዝመሓላለፍ ረኽሲ ኤድስ ናይ ኔዘርላንድ(Soa Aids Nederland)
ብስጋዊ-ርክብ ብዝመሓላለፍ ረኽሲ ተጠቒዐ ኣለኹ ዝብል ጥርጣረ እንድሕር ኣለካ፣ ክትምርመር ኣለካ። ንኣገልግሎታት ምርመራን ክታበትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ዝምልከቱ ኣድራሻታት።
Sense.info
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኺ እንተኾንኪ፣ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ፣ ወሲባዊነትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ሕቶታት ን Sense ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ብኢሜይል፣ ብተሌፎን፣ ብኦንላይን ወግዒ ወይከኣ ንናይ Sense ናይ ማዕዳ ሰዓታት ቆጸራ ብምሓዝን ከምኡ ክትገብሪ ትኽእሊ።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ