ዶክተር ንተሓካሚት ናይ መከላኸሊ ጥንሲ መርፍእ ክወግኣ ኸሎ

ብመርፍእ ዝውጋእ መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲ ንምግታእ ሆርሞን ዝሓዘ ኣብ ቅልጽም ወይ መቐመጫ ዝውጋእ ፈሳሲ (ናይ መከላኸሊ ጥንሲሓደ ኣገባብ). ድሕሪ እቲ ምውጋእ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ንዝቕጽል ሰለስተ ኣዋርሕ ክትጠንስ ኣይትኽእልን'ያ። ሓደ ኣላዪ ሕሙም, ዶክተር ወይ ሓኪም ማህጸ ነቲ ምውጋእ የካይዶ.

Prikpil

Injectie met een hormoon in de arm of bil om zwangerschap te voorkomen (anticonceptie). Na een injectie met de prikpil kan een vrouw 3 maanden niet zwanger worden. Een verpleegkundige, dokter of gynaecoloog geeft de injectie.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር