ሓኪም ንጓል ኣንስተይቲ ኣብ ላዕላዋይ ቅልጽማ እናወግኣ።

ክታበት

ብሓኪም ወይ ድማ ብነርስ ዝውጋእ መድሃኒት። ክታበት ከም HPV ወይ ሂፓቲቲስ B ዝኣመሰሉ ረኽስታት ይከላኸለልካ።

Vaccin

Medicijn dat de dokter of verpleegkundige inspuit. Een vaccin voorkomt dat u bepaalde infecties krijgt, zoals HPV of hepatitis B.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር