ምስ ዓማዊል፡ ከመይ ገይርካ ብዛዕባ ጾታውነትን ጾታዊ ጥዕናን ትዘራረብ፧ ዛንዙ ከመይ ገይሩ ብዛዕባ ሜላታት ምክልኻል፡ ጥዕና፡ ደገፍን ምኽርን ክሕግዝ ይኽእል፧ ነቶም መልሲታት ኣብዚ ርኸብዎም።
ሓገዝ ዶ ትደልዩ፧ ወሃቢ ክንክን ጥዕና ርኸብ
ዛንዙ፡ ብSensoa ከምኡ’ውን ብBZgA እዩ ተዳልዩ። Rutgers፡ ማእከል ሞያውያን ናይ ጾታዊ ጥዕናን መሰላትን ኔዘርላንድስ ኰይኑ፡ ኣብ ኔዘርላንድስ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ብምባል እዩ ን Zanzu ኣዳልዩዎ።
Zanzu.nl፡ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ናይ Rutgersን ማእከል ሞያውያን ጾታውነትን ኰይኑ፡ ከምኡ’ውን ምስ ምትሕብባር፡-