ንፈለማ እዋን ዝግበር ወሲብ ንኹሎም ሰባት ዝተፈላለየ ስምዒት እዩ ዝፈጥር።

ንስኻን መጻምድትኻን ብሓባር እትደልዩዎ ነገር ትመርጹ። ስጋዊ-ርክብ ምግባር ኣየድልየኩምን። እንድሕር ድሉዋት ዘይኮንኩም ክትገብሩዎ የብልኩምን። ወሲብ ብዝተፈላለየ መንገዲ ክትፍጽም ትኽእል ኢኻ:

ክትቀስኒ ፈትኒ። እኹል ግዜ ምውሳድ እውን ሓጋዚ ክኸውን ይእል እዩ።

ዋላሓደ ክርብሸኩም ዝኽእል ኣካል ዘይምህላዉ ኣረጋግጹ። ዝበለጸ ክትቀስኑ ኢኹም።

ክልቴኹም ኣብ እኹል ውትራን ከምዘለኹም ኣረጋግጹ። ንሓድሕድኩም ተረሳሰኑ፣ ንኣብነት ናይ ሓድሕድኩም ሰውነት ብምድርራዝ።

ብዛዕባ እትፈትዉዎምን ዘይትፎትውዎምን ነገራት ተዘራረቡ።

ንፈለማ እዋን ወሲብ ዝገብሩ ወዲን ጓልን።

ቁሩብ ዘሕምም እንተኾይኑ

ንፈለማ እዋን ስጋዊ-ርክብ ክትገብሩ እንከለኹም ቁሩብ ከሕምመኩም ይኽእል እዩ። ነዚ ብዙሓት ምኽንያታት ክህልዉ ይኽእሉ እዮም:

  • እታ ሰበይቲ እንድሕር ፈሪሓ ውትራና ክንኪ ይኽእል። ምጥራ ኣዝዩ ደረቕ ኮይኑ ይቕጽል ከምኡድማ ናይ ግድግዳ ጎሎ ጭዋዳታታ ይጨባበጥ። ስለዚ ምጥራ ኣዝዩ ይጸብብሞ መትሎ ንምእታው ከቢድ ወይከኣ ዘይከኣል ይኸውን። ክትቀስኒ ፈትኒ።
  • እቲ ቆቢዕ መሸኒት ናይቲ ሰብኣይ ኣዝዩ ጸቢብ ክኸውን ይእል፣ ከም ውጽቱ ከኣ ኣብቲ ኣንፊ ሽሖ ጽቡቕ ሸተት ዘይክብል ይኽእል። እዚ ንምምሕያሽ እቲ ቆቢዕ መትሎ ብቐጻሊ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣንፊ መትሎ እናጎተትካ ከተለማምዶ ኣለካ። እቲ ቃንዛ ክሓድገካ እንተዘይክኢሉ፣ ናብ ሓኪምክትከይድ ኣለካ። ዝተገረዘ ሰብኣይ ቆቢዕ መሸኒት የብሉን።

ርውየተ-ወሲብ

ክልቴኹም እንታይ ከምእትፈትዉን መዓስ ኣብ ርውየተ-ወሲብ ክትበጽሑ ከምእትኽእሉን ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ጥራይ ኢኹም ክትፈልጡ ትኽእሉ። ኩሉ ግዜ ኣብ ርውየተ-ወሲብ ክትበጽሒ ናይ ግድን ኣይኮነን። ንሓድሕድኩም ዝለጸ እናተፋለጥኩም ኪዱ ከምኡድማ ልምዲ እናኻዕበትኩም ምጹ።

De eerste keer seks is voor iedereen anders. 

U beslist samen met uw partner wat jullie willen doen. U hoeft geen geslachtsgemeenschap te hebben als u zich daar nog niet klaar voor voelt. U kunt op allerlei manieren seks hebben.

Probeer te ontspannen. De tijd nemen kan daarbij helpen.

Zorg dat niemand u kan storen. U kunt zich dan beter ontspannen. 

Zorg dat u allebei voldoende opgewonden bent. Stimuleer elkaar, bijvoorbeeld door elkaars lichaam te verkennen.

Praat met elkaar over wat jullie wel en niet leuk vinden.

Jongen en meisje hebben voor de eerste keer seks.

Een beetje pijn

De eerste keer dat u geslachtsgemeenschap heeft, kan een beetje pijn doen. Daar kunnen verschillende redenen voor zijn:

  • Wie bang of onzeker is, is minder opgewonden. De vagina van de vrouw blijft te droog en de bekkenbodemspieren trekken samen. De vagina wordt dan te strak, waardoor penetratie moeilijk of onmogelijk wordt. Probeer te ontspannen. 
  • De voorhuid van de penis van de man kan te nauw zijn en niet goed over de eikel glijden. U kunt dit verbeteren door de voorhuid regelmatig over de eikel te schuiven. Ga naar de dokter als dit pijn blijft doen. Mannen die besneden zijn hebben geen voorhuid meer.

Orgasme

Pas na een tijdje zullen jullie ontdekken wat jullie allebei leuk vinden en hoe en wanneer jullie een orgasme kunnen krijgen. Een orgasme is geen noodzaak. Leer elkaar beter kennen en doe ervaring op. 

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
Sense.info
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኺ እንተኾንኪ፣ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ፣ ወሲባዊነትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ሕቶታት ን Sense ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ብኢሜይል፣ ብተሌፎን፣ ብኦንላይን ወግዒ ወይከኣ ንናይ Sense ናይ ማዕዳ ሰዓታት ቆጸራ ብምሓዝን ከምኡ ክትገብሪ ትኽእሊ።
Jouw GGD - ናይ ምምሕዳር ከተማኹም ህዝባዊ ጥዕና ኣገልግሎት
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኻ እንተኾንካሞ ብዛዕባ ጥዕና፣ ወሲባዊነት፣ ሰውነትካ፣ ስምዒታትካ፣ ኣልኮል ወይ ዕጸፋርስ ሕቶታት እንተለዉኻ ሕቶኻ ብኢሜይል ወይከኣ ብኦንላይን ቻት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ