ኮንዶም ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ። ኮንዶም ረቂቕ ካብ ጎማ ዝተሰርሐ ካልሲ መትሎ እዩ። እቲ ሰብኣይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ክፍኑእንከሎ ነቲ ዘርኢ ተባዕታይ የዕቑሮ

ኮንደማት ከከም ርጉደትን መትሎታት ብዝተፈላለየ ዓቐን ይዳለዉ። እቲ ኮንዶም ኣዝዩ ክሰጥም ወሐይከኣ ክልሕልሕ የብሉን።

ኮንዶም

ኣተኣታትዋ ኮንዶም

መትሎኻ ከየጥለቕካዮ ኮንዶም ግበረሉ። ከምዚ ዝስዕብ ግበር:

  • ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
  • ነቲ ከረጢት በቲ ሕርሓር መሰረት ቀዲድኪ ክፈትዮ። ብመቐስ፣ ካራ ወይከኣ ስንኻ ኣይትኽፈቶ ከምኡድማ ብኣጽፋርካ ከይተንኩሎ ተጠንቀቕ። እቲ ኮንዶም ክቕደድ ይኽእል እዩ።
  • መትሎኻ ዘይተኸንሸበ እንተኾይኑ ቆቢዕ መትሎኻ ንድሕሪት ክበሶ። ናይቲ ኮንዶም ጫፍ መትሓዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ዝኸውን ቦታ መታን ክህልዎ ጸቒጥካ ሓዞ’ሞ ካብኡ ናብ ርእሲ መትሎ ኣጸግዓዮ። እቲ መትሎ ክወትር ኣለዎ (ብጥንካረ ጠጠው ዝበለ)።
  • እቲ ዝተጠቕለለ ጥርዚ ናይቲ ኮንዶም ብላዕሊ ከምዘሎ ኣረጋግጽ። ሽዑ እቲ ኮንዶም መታን ከይሸቱኽ እቲ ጥቕላል ናይቲ ኮንዶም ክሳዕ እግሪ መትሎኻ እናሸርሸርካ ኣእትዎ።
  • ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምስ ኣፍሰስካ እቲ ኮንዶም ካብ መትሎኻ ኣውጽኣዮ። መትሎኻ ብውቱሩ እናሃለወ ኢኻ ከምዚ ትገብር።
  • ነቲ ኮንዶም በቲ ብኸፈፉ ሓዞ ከምኡድማ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ካብቲ ኮንዶም ከይልሑኽ ተጠንቀቕ።
  • ነቲ ኮንዶም ኣብ ጥቓ ኣፉ ለቁሞ። እዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ከይልሑኽ ይከላኸል። እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።
ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
ነቲ ከረጢት በቲ ሕርሓር መሰረት ቀዲድኪ ክፈትዮ።
ነቲ ከረጢት በቲ ሕርሓር መሰረት ቀዲድኪ ክፈትዮ።
ናይቲ ኮንዶም ጫፍ መትሓዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ዝኸውን ቦታ መታን ክህልዎ ጸቒጥካ ሓዞ’ሞ ካብኡ ናብ ርእሲ መትሎ ኣጸግዓዮ።
ናይቲ ኮንዶም ጫፍ መትሓዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ዝኸውን ቦታ መታን ክህልዎ ጸቒጥካ ሓዞ’ሞ ካብኡ ናብ ርእሲ መትሎ ኣጸግዓዮ።
እቲ ዝተጠቕለለ ጥርዚ ናይቲ ኮንዶም ብላዕሊ ከምዘሎ ኣረጋግጽ። እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ስጋዊ-ርክብ መታን ከይሸቱኽ እቲ ጥቕላል ናይቲ ኮንዶም ክሳዕ እግሪ መትሎኻ እናሸርሸርካ ኣእትዎ።
እቲ ዝተጠቕለለ ጥርዚ ናይቲ ኮንዶም ብላዕሊ ከምዘሎ ኣረጋግጽ። እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ስጋዊ-ርክብ መታን ከይሸቱኽ እቲ ጥቕላል ናይቲ ኮንዶም ክሳዕ እግሪ መትሎኻ እናሸርሸርካ ኣእትዎ።
ሽዑ እቲ ኮንዶም ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ድሉው ኮይኑ ኣሎ ማለት እዩ።
ሽዑ እቲ ኮንዶም ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ድሉው ኮይኑ ኣሎ ማለት እዩ።
ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምስ ኣፍሰስካ መትሎኻ ንድሕሪት ሰሓቦ። መትሎኻ ብውቱሩ እናሃለወ ኢኻ ነቲ ኮንዶም ብኸፈፉ ሒዝካ ከተውጽኦ ዘለካ።
ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ምስ ኣፍሰስካ መትሎኻ ንድሕሪት ሰሓቦ። መትሎኻ ብውቱሩ እናሃለወ ኢኻ ነቲ ኮንዶም ብኸፈፉ ሒዝካ ከተውጽኦ ዘለካ።
ነቲ ኮንዶም ኣወግዶ። ነቲ ኮንዶም በቲ ብኸፈፉ ሓዞ ከምኡድማ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ካብቲ ኮንዶም ከይልሑኽ ተጠንቀቕ።
ነቲ ኮንዶም ኣወግዶ። ነቲ ኮንዶም በቲ ብኸፈፉ ሓዞ ከምኡድማ ናይ ዘርኢ ፈሳሲኻ ካብቲ ኮንዶም ከይልሑኽ ተጠንቀቕ።
ነቲ ኮንዶም ኣብ ጥቓ ኣፉ ለቁሞ። እዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ከይልሑኽ ይከላኸል። እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።
ነቲ ኮንዶም ኣብ ጥቓ ኣፉ ለቁሞ። እዚ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ከይልሑኽ ይከላኸል። እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።

እቲ ኮንዶም ሓደ ሻብ ጥራይ ተጠቐመሉ።

ብሓደ ግዜ 2 ኮንዶም ኣይትጠቐም። እቶም ኮንዶማት ክቕደዱ ይኽእሉ እዮም።

ነቲ ኮንዶም ኣብ ማይ-ዝተደረኹ መለሳለስቲጥራይ ተጠቐም።

ብግቡእ እንድሕር ዘይተጠቒምክሉ ኣድማዕነቱ ይንኪ

ኮንዶም ብግቡእ እንተተጠቒምክሉ፣ ዘተኣማምን ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ። ይኹን እምበር፣ ብዙሕ ግዜ ኮንዶም በዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ መምርሒታት መሰረት ናይ ዘይምጥቃም ጸገማት ይረኣዩ። ኣብ ከምኡ ኣጋጣሚ፣ እቲ ኮንዶም ኣድማዒነቱ ይንኪ።

ትሑት ኣድማዒነት

ምክልኻል ኤችኣይቪን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን

ኮንዶም ኤችኣይቪ ከምኡድማ ብርክብ ግብረ-ስጋ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ንምክልኻል እውን ኣብ ጥቕሚ ይውዕል።

ናይ ሰብኦት ኮንዶምን ናይ ደቂ-ኣነስትዮ ኮንዶምን ነዚኦም ክከላኸሉልካ ዝኽእሎ እንኮ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ እዮም።

ሓበራዊ ሓላፊነት

ክልቲኦም መጻምድቲ ኮንዶም ናይ ምጥቃም ሓላፊነት ኣለዎም። ብዛዕባኡ ምስ መጻምድትኺ ተዘራረቢ

መጻምድቲ ኣብ ዓራት ተገዲሞም ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ ይዘራረቡ።

ኮንዶም ምዕዳግ

ኮንዶም ብዘይ ናይ ሓኪም ትእዛዝ ካብ ቤት-መድሓኒት፣ ካብ እንዳ ቐማሚ ወይከኣ ካብ ማእከል ዕዳጋ ክትዕድግ/ጊ ትኽእል/ሊ ኢኻ/ኺ። ኣብ ገለ እዋናት ከኣ ኣብ ባራትን ለይታዊ ትልሂታትን ወይ ኣብ መሸጢ ማሽን ክትረክብ ትኽእል። ኮንዶም ካብ ኢንተርኔት እውን ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም

ናይ ኮንዶም ዋጋ ካብ 0,20 ክሳዕ 0,90 ዩሮ ይበጽሕ። ንኣብነት ፍሉይ መዓዛ ዘለዎም ፍሉያት ኮንዶማት፣ ዋጋኦም ክብር ዝበለ እዩ።

ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ካብቲ ማእከል ጥዕና ኮንዶም ብናጻ ክወስዱ ይኽእለ።

STI Aids Netherlands ብዛዕባ ኮንዶምን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን ሓበሬታ ዝሓዘ በራሪ ወረቐት ብእተፈላለዩ ቋንቋታት ኣዳልዮ ኣሎ። እቲ በራሪ ወረቐት ካብ መርበብ ሓበሬታኦም ምውራድ/ዳውንሎድ ምግባር ይከኣል እዩ

ዋግኡ ክንደይ እዩ፧

Het condoom is een anticonceptiemiddel. Het condoom is een dun rubber hoesje voor de penis. Het vangt het sperma van de man op bij een zaadlozing

Er bestaan condooms in allerlei maten, afhankelijk van de dikte van de penis. Zorg dat het condoom niet te strak of te los zit. 

Condoom

Hoe een condoom omdoen

Doe een condoom om voor penetratie. Doe het als volgt:

  • Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking. 
  • Scheur de verpakking open aan de inkeping. Gebruik geen schaar, mes of tanden en wees voorzichtig met lange nagels. U kunt het condoom anders scheuren. 
  • Trek de voorhuid terug als de penis niet besneden is. Knijp het topje van het condoom dicht om ruimte te maken voor het sperma en plaats het condoom op de top van de penis. De penis moet stijf zijn (erectie). 
  • Zorg dat de opgerolde rand aan de buitenkant zit. Rol het condoom af over de volledige lengte van de penis om te voorkomen dat het afglijdt. 
  • Trek na de zaadlozing terug. Doe dit als de penis nog stijf is.
  • Houd het condoom vast bij de rand en voorkom dat er sperma uit het condoom lekt. 
  • Maak een knoopje in het condoom. Zo kan er geen sperma lekken. Gooi de gebruikte condoom in de vuilnisbak. 
Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking.
Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking.
Scheur de verpakking open aan de inkeping.
Scheur de verpakking open aan de inkeping.
Knijp het topje van het condoom dicht om ruimte te maken voor het sperma en plaats het condoom op de top van de penis.
Knijp het topje van het condoom dicht om ruimte te maken voor het sperma en plaats het condoom op de top van de penis.
Zorg dat de opgerolde rand aan de buitenkant zit. Rol het condoom af over de volledige lengte van de penis om te voorkomen dat het afglijdt tijdens het vrijen.
Zorg dat de opgerolde rand aan de buitenkant zit. Rol het condoom af over de volledige lengte van de penis om te voorkomen dat het afglijdt tijdens het vrijen.
Het condoom is klaar voor gebruik.
Het condoom is klaar voor gebruik.
Trek na de zaadlozing terug. Doe dit als de penis nog stijf is en houd het condoom vast bij de rand.
Trek na de zaadlozing terug. Doe dit als de penis nog stijf is en houd het condoom vast bij de rand.
Verwijder het condoom. Houd het condoom vast bij de rand en voorkom dat er sperma uit het condoom lekt.
Verwijder het condoom. Houd het condoom vast bij de rand en voorkom dat er sperma uit het condoom lekt.
Maak een knoopje in het condoom. Zo kan er geen sperma lekken. Gooi de gebruikte condoom in de vuilnisbak.
Maak een knoopje in het condoom. Zo kan er geen sperma lekken. Gooi de gebruikte condoom in de vuilnisbak.

Gebruik het condoom maar 1 keer. 

Gebruik nooit 2 condooms tegelijk. De condooms zouden kunnen scheuren. 

Breng alleen glijmiddel op waterbasis aan op een condoom. 

Minder betrouwbaar bij fout gebruik

Bij correct gebruik is het condoom een zeer betrouwbaar anticonceptiemiddel. Maar het condoom wordt vaak niet gebruikt zoals hierboven uitgelegd. Dan is het condoom minder betrouwbaar. 

Minder betrouwbaar

Bescherming tegen hiv en soa's

Het condoom beschermt ook tegen hiv en vermindert het risico op besmetting met een soa

Het condoom en het vrouwencondoom zijn de enige anticonceptiemiddelen die u daartegen kunnen beschermen.

Samen verantwoordelijk

Beide partners zijn verantwoordelijk voor het gebruik van een condoom. Praat erover met uw partner.  

Stel ligt in bed en praat over anticonceptie.

Condooms kopen

U kunt condooms zonder recept kopen in de apotheek, de drogist en de supermarkt. Ze zijn soms ook te krijgen in cafés en nachtclubs in automaten. Ook via internet zijn condooms te koop.

Een condoom varieert in de prijs van 0,20 en 0,90 euro. Specialere condooms, bijvoorbeeld met een speciale smaak of ribbels kosten meer. Asielzoekers in een COA locatie kunnen condooms gratis krijgen bij het gezondheidscentrum. 

Soa Aids Nederland heeft folders ontwikkeld in verschillende talen met informatie  over condooms en soa. De folders zijn hier te downloaden. 

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
Sense.info
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኺ እንተኾንኪ፣ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ፣ ወሲባዊነትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ሕቶታት ን Sense ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ብኢሜይል፣ ብተሌፎን፣ ብኦንላይን ወግዒ ወይከኣ ንናይ Sense ናይ ማዕዳ ሰዓታት ቆጸራ ብምሓዝን ከምኡ ክትገብሪ ትኽእሊ።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ