እቲ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም እውን ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ።
ካብ ጎማ ዝተሰርሐ ከረጢት እዩ። እቲ ከረጢት ኣብ ክልቲኡ ጫፋት ተለዋዋያይ ዓንኬል ኣለዎ: ቀጢን ግዳማዊ ዓንኬልን ረጒድ ውሽጣዊ ዓንኬልን። እቲ ሰብኣይ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ክፍኑእንከሎ ነቲ ዘርኢ ተባዕታይ የዕቑሮ

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ኣጠቓቕማ

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ቅድሚ እትወት መትሎ ክግበር ኣለዎ። ከምዚ ዝስዕብ ግበር:

  • ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
  • ብውሽጢን ብደገን እቲ ኮንዶም መለሳለስቲ ተጠቐሚ።
  • ነቲ ውሽጣዊ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።
  • ነቲ ኮንዶም ንዓቐብ ኣፉ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚኣእትውዮ።
  • 1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ብምእታው ነቲ ዓንኬል ክንዲ ዝኸኣልክዮ ንታሕቲ ድፍእዮ። እቲ ኮንዶም ዘይነቓነቕ ምዃኑን እቲ መትሎ ኣብ እዋን እትወት ኣብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ምዃኑ ኣጋግጺ።
  • እቲ ደጋዊ ዓንኬል እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ስጋዊ-ርክብ ኣብ ቦትኡ ከምዝጸንሕ ይገብር። ንሱ ካብ ሰውነት ወጻኢ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ርሕሚ ንዝርከብ ቦታ ይሽፍን።
  • ድሕሪ ወሲብ፣ ነቲ ደጋዊ ዓንኬል ቁሩብ ልውይ ኣቢልኪ ነቲ ኮንዶም ኣውጽእዮ። ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ናብ ርሕሚ ከይኣቱ ጥንቃቐ ግበሪ።
  • እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።

እቲ ኮንዶም ሓደ ሻብ ጥራይ ተጠቐመሉ።

ዝርዝር ጎሎ ጓል-ኣነስተይቲ: 1. ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም፣ 2. ማህጸን፣ 3. ርሕሚ፣ 4. ማሃንቱስ፣ ከምኡድማ 5. መትረብ ሽንቲ።
ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
ናይ ኣገልግሎት ግዜኡ ሕጂውን ከምዘይሓለፈ ኣረጋግጺ። ኣብ ሽፋኖም ናይ CE ጽፈት ዝተጠቀዐሎም ኮንደማት ጥራይ ተጠቐም።
ብውሽጢን ብደገን እቲ ኮንዶም መለሳለስቲ ተጠቐሚ።
ብውሽጢን ብደገን እቲ ኮንዶም መለሳለስቲ ተጠቐሚ።
ነቲ ውሽጣዊ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።
ነቲ ውሽጣዊ ዓንኬል ጸቒጥኪ ሓዝዮ።
ነቲ ኮንዶም ንዓቐብ ኣፉ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።
ነቲ ኮንዶም ንዓቐብ ኣፉ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።
ነቲ ኮንዶም ንዓቐብ ኣፉ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።
ነቲ ኮንዶም ንዓቐብ ኣፉ ጌርኪ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ኣእትውዮ።
1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ብምእታው ነቲ ዓንኬል ክንዲ ዝኸኣልክዮ ንታሕቲ ድፍእዮ።
1 ኣጻብዕትኺ ናብ ውሽጢ እቲ ኮንዶም ብምእታው ነቲ ዓንኬል ክንዲ ዝኸኣልክዮ ንታሕቲ ድፍእዮ።
እቲ ደጋዊ ዓንኬል ካብ ሰውነት ወጻኢ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ርሕሚ ንዝርከብ ቦታ ይሽፍን።
እቲ ደጋዊ ዓንኬል ካብ ሰውነት ወጻኢ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ርሕሚ ንዝርከብ ቦታ ይሽፍን።
እቲ ደጋዊ ዓንኬል እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ስጋዊ-ርክብ ኣብ ቦትኡ ከምዝጸንሕ ይገብር።
እቲ ደጋዊ ዓንኬል እቲ ኮንዶም ኣብ እዋን ስጋዊ-ርክብ ኣብ ቦትኡ ከምዝጸንሕ ይገብር።
ድሕሪ ወሲብ፣ ነቲ ደጋዊ ዓንኬል ቁሩብ ልውይ ኣቢልኪ ነቲ ኮንዶም ኣውጽእዮ።
ድሕሪ ወሲብ፣ ነቲ ደጋዊ ዓንኬል ቁሩብ ልውይ ኣቢልኪ ነቲ ኮንዶም ኣውጽእዮ።
እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።
እቲ ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ናብ መደርበዪ ጉሓፍ ሰንኬሎ ጓሓፎ።

ብግቡእ እንድሕር ዘይተጠቒምክሉ ኣድማዕነቱ ይንኪ

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ብግቡእ እንድሕር ተጠቒምክሉ፣ ኣዝዩ ኣድማዒ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እዩ። ይኹን እምበር፣ እቲ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ብዙሕ ግዜ ብመሰረት እቲ ኣብ ላዕሊ ዝቐረበ መንገዲ ኣብ ጥቕሚ ኣይውዕልን። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ፣ እቲ ኮንዶም ኣድማዕነቱ ኣዝዩ ትሑት ይኸውን።

ትሑት ኣድማዒነት

ምክልኻል ኤችኣይቪን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታትን

ብተወሳኺ እቲ ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ኤችኣይቪ ይከላኸል ከምኡድማ ስግኣተ-ሓደጋ መልከፍቲ ናይ ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ይንኪ

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶምን ናይ ወዲ-ተባዕታይ ኮንዶምን ጥራይ እዮም ነዚኦም እውን ክከላኸሉልኩም ዝኽእሉ ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ።

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ምዕዳግ

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም፣ ንኣብነት ኣብ ቤት-መድሓኒት፣ እንዳ ቀማሚ ወይከኣ ኣብ ኢንተርኔት ክትዕድጊ ትኽእሊ ኢኺ። ናይ ሓኪም ትእዛዝ ኣየድልየኪን

ናይ ጓል-ኣነስተይቲ ኮንዶም ዋጋ ኣስታት € 3 ይበጽሕ።

ዋግኡ ክንደይ እዩ፧

Het vrouwencondoom is een anticonceptiemiddel
Het vrouwencondoom is een rubberen zakje. Het zakje heeft een flexibele ring aan elke kant: een dunne buitenring en een dikke binnenring. Het vangt het sperma van de man op bij een zaadlozing

Vrouwencondoom

Hoe een vrouwencondoom aanbrengen

Breng een vrouwencondoom aan voor penetratie. Doe het als volgt:

  • Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking. 
  • Breng glijmiddel aan op de binnenkant en de buitenkant van het condoom. 
  • Knijp de binnenring samen. 
  • Breng het condoom in de vagina in. 
  • Steek 1 vinger in het condoom en duw de binnenring zo ver mogelijk. Pas op dat het condoom niet draait en dat de penis altijd in het condoom is tijdens de penetratie. 
  • De buitenring houdt het condoom op zijn plaats tijdens de geslachtsgemeenschap. Deze ring blijft buiten het lichaam en bedekt de zone rond de vagina. 
  • Neem na de seks de buitenring vast en draai er een beetje aan terwijl u de condoom naar buiten trekt. Let op dat er geen sperma aan de vagina komt.
  • Gooi het gebruikte condoom in de vuilnisbak. 

Gebruik het condoom maar 1 keer. 

Detail van het bekken van de vrouw: 1. vrouwencondoom, 2. baarmoeder, 3. vagina, 4. anus en 5. plasgaatje.
Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking.
Controleer of de vervaldatum nog niet overschreden is. Gebruik alleen condooms met een CE-kwaliteitslabel op de verpakking.
Breng glijmiddel aan op de binnenkant en de buitenkant van het condoom.
Breng glijmiddel aan op de binnenkant en de buitenkant van het condoom.
Knijp de binnenring samen.
Knijp de binnenring samen.
Breng het condoom in de vagina in.
Breng het condoom in de vagina in.
Breng het condoom in de vagina in.
Breng het condoom in de vagina in.
Steek 1 vinger in het condoom en duw de binnenring zo ver mogelijk.
Steek 1 vinger in het condoom en duw de binnenring zo ver mogelijk.
De buitenring blijft buiten het lichaam en bedekt de zone rond de vagina.
De buitenring blijft buiten het lichaam en bedekt de zone rond de vagina.
De buitenring houdt het condoom op zijn plaats tijdens de geslachtsgemeenschap.
De buitenring houdt het condoom op zijn plaats tijdens de geslachtsgemeenschap.
Neem na de seks de buitenring vast en draai er een beetje aan terwijl u de condoom naar buiten trekt.
Neem na de seks de buitenring vast en draai er een beetje aan terwijl u de condoom naar buiten trekt.
Gooi het gebruikte condoom in de vuilnisbak.
Gooi het gebruikte condoom in de vuilnisbak.

Minder betrouwbaar bij fout gebruik

Bij correct gebruik is het vrouwencondoom een zeer betrouwbaar anticonceptiemiddel. Het vrouwencondoom wordt echter vaak niet gebruikt zoals hierboven uitgelegd. Dan is het condoom veel minder betrouwbaar. 

Minder betrouwbaar

Bescherming tegen hiv en soa's

Het vrouwencondoom beschermt ook tegen hiv en vermindert het risico op besmetting met een soa

Het vrouwencondoom en het condoom voor mannen zijn de enige anticonceptiemiddelen die u daartegen kunnen beschermen.

Een vrouwencondoom kopen

U kunt een vrouwencondoom o.a. kopen in de apotheek, bij de apotheek of via internet. U heeft geen recept van een dokter nodig. 
 

Wat kost het?

Een vrouwencondoom kost ongeveer € 3 per stuk.

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
Sense.info
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኺ እንተኾንኪ፣ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ፣ ወሲባዊነትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ሕቶታት ን Sense ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ብኢሜይል፣ ብተሌፎን፣ ብኦንላይን ወግዒ ወይከኣ ንናይ Sense ናይ ማዕዳ ሰዓታት ቆጸራ ብምሓዝን ከምኡ ክትገብሪ ትኽእሊ።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ