እቶም ኣጡባት ኣብ ቅድሚት ሰውነት እታ ሰበይቲ ዝርከቡ 2 ዝተንጠልጠሉ ነገራት እዮም።

ሕድሕድ ጡብ እዞም ዝስዕቡ ዝሓዘት እያ:

ስብሒ፣ ጡባዊ ጽኪታትን ኣብቲ ውሽጢ ጡብ ዝርከቡ መትረባት ጸባን:

  • ጡባዊ ጽኪታትን: ጸባ ጡብ ዘመንጭዉ ደቀቕቲ ኣካላት;
  • መትረባት ጸባ: ጸባ ናብ መቑለመት ዘውሕዙ ደቀቕቲ ትቦታት;

እቲ መቑለመትን ኣብ ደጋዊ ክፍሊ ጡብ ዝርከብ እግሪ መቑለመትን:

  • ሙቑለመት: ኣብ ማእከል እቲ ጡብ ዝርከብ ንእሽቶ ውጥውጥ ዝበለ ኣካል;
  • እግሪ መቑለመት: ኣብ ዙርያ መቑለመት ዝርከብ ጽልም ዝበለ ክባዊ ኣካል።
ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ኣጡባት እዩ።
ጠጠው ዝበለት ሰበይቲ። እቲ ጠመተ ኣብ ኣጡባት እዩ።
ውሽጣዊ ኣካላት ጡብ: 1. ጡባዊ ጽኪታት፣ 2. መትረባት ጸባ
ውሽጣዊ ኣካላት ጡብ: 1. ጡባዊ ጽኪታት፣ 2. መትረባት ጸባ
ግዳማዊ ክፍሊታት ጡብ: 3. መቑለመት 4. እግሪ መቑለመት
ግዳማዊ ክፍሊታት ጡብ: 3. መቑለመት 4. እግሪ መቑለመት

ናይ ኣጡባት ስራሕ

ኣጡባት 2 ስራሕ ኣለዎም:

  1. ሰበይቲ ንቆልዓኣ ጡብ ብምጥባው ጸባ ጡብ ክትምግቦ ትኽእል እያ።
  2. እተን መቑለመታት ኣዝየን ተኣፈፍቲ እየን። ነተን መቑለመታት ምትንካፍ ወይ ምድርራዝ ነታ ሰበይቲ ወሲባዊ ባህታ ክፈጥረላ ይኽእል እዩ። እታ ሰበይቲ እንድሕር ወቲሩዋ፣ እተን መቑለመታት ይጥንክራ። እተን መቑለመታት ብኻልእ ምኽንያታት እውን ክጥንክራ ይኽእላ እየን። ንኣብነት: እታ ሰበይቲ እንተቖሪሩዋ።

ዓይነታት ኣጡባት

ናይ ኩለን ኣንስቲ ኣጡባት ዝተፈላለየ እዩ። ኣጡባት ኣናእሽቱ ወይ ዓበይቲ፣ ከቢድ ወይ ውጥውጥ ዝበለ ክኾኑ ይኽእሉ። እንታይ ይመስሉ ንተግባሮም ኣገዳሲ ኣይኮነን።

እተፈላለዩ ኣጡባት: ንእሽተይን ወጥዋጥን ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ንእሽተይን ወጥዋጥን ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ዓበይቲ ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ዓበይቲ ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ማእከላይ ግዝፈቶም ናይ pear-ቅርጺ ዘለዎም(ቁሩብ ሙጥሙጥ ዝበሉ) ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ማእከላይ ግዝፈቶም ናይ pear-ቅርጺ ዘለዎም(ቁሩብ ሙጥሙጥ ዝበሉ) ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ማእከላይ ዝግዝፈቶም ከበብቲ ኣጡባት
እተፈላለዩ ኣጡባት: ማእከላይ ዝግዝፈቶም ከበብቲ ኣጡባት

ኣጡባት ኣብ እዋን ጥንሲ

ኣብ እዋን ጥንሲ እቶም ኣጡባት ጸባ ንምምንጫው ይዳለዉ። ሽዕኡ:

  • ግዝፈቶም እናወሰኸ ይኸይድ;
  • ዝበለጸ ተኣፈፍቲ ሓላሓሊፉ ከኣ መቐንዘውቲ እናኾኑ ይመጹ;
  • ቁሩብ ጸባ ከውጽኡ ክጅምሩ ይኽእሉ።

De borsten zijn de 2 zwellingen aan de voorkant van het vrouwenlichaam. 

Elke borst bestaat uit:

Vet, borstklieren en kanaaltjes binnenin de borst:

  • borstklieren: kleine orgaantjes die moedermelk produceren;  
  • kanaaltjes: kleine buisjes die de melk naar de tepel transporteren;

De tepel en het tepelhof aan de buitenkant van de borst:

  • tepel: klein knopje in het midden van de borst;
  • tepelhof: donkere cirkel rond de tepel.
Vrouw rechtopstaand. De focus ligt op de borsten.
Vrouw rechtopstaand. De focus ligt op de borsten.
De delen van de borsten binnenin zijn: 1. borstklieren, 2. kanaaltjes.
De delen van de borsten binnenin zijn: 1. borstklieren, 2. kanaaltjes.
De delen van de borsten vanbuiten zijn: 3. tepel, 4. tepelhof.
De delen van de borsten vanbuiten zijn: 3. tepel, 4. tepelhof.

Functies van de borsten

De borsten hebben 2 functies:

  1. Een vrouw kan haar baby borstvoeding geven met moedermelk. 
  2. De tepels zijn erg gevoelig. De tepels aanraken of strelen kan een vrouw seksueel plezier geven. Als een vrouw opgewonden is, worden haar tepels hard. De tepels kunnen ook om andere redenen hard worden. Bijvoorbeeld wanneer de vrouw het koud heeft. 

Soorten borsten

De borsten van elke vrouw zijn anders. Borsten kunnen klein of groot zijn, rond of een beetje ovaal. Hoe ze eruitzien is niet belangrijk voor de manier waarop ze werken. 

Verschillende borsten: kleine en puntige borsten
Verschillende borsten: kleine en puntige borsten
Verschillende borsten: grote borsten
Verschillende borsten: grote borsten
Verschillende borsten: middelgrote, peervormige (beetje ovale) borsten
Verschillende borsten: middelgrote, peervormige (beetje ovale) borsten
Verschillende borsten: middelgrote, ronde borsten
Verschillende borsten: middelgrote, ronde borsten

Borsten tijdens de zwangerschap

Tijdens de zwangerschap bereiden de borsten zich voor op het produceren van moedermelk. Zij: 

  • worden groter;
  • worden gevoeliger en soms pijnlijk; 
  • kunnen al een beetje moedermelk verliezen. 

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
Sense.info
ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሜኺ እንተኾንኪ፣ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ፣ ወሲባዊነትን ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ሕቶታት ን Sense ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ብኢሜይል፣ ብተሌፎን፣ ብኦንላይን ወግዒ ወይከኣ ንናይ Sense ናይ ማዕዳ ሰዓታት ቆጸራ ብምሓዝን ከምኡ ክትገብሪ ትኽእሊ።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ