ናይ ዘይተሓከመ ኤችኣይቪ ምልክታት

ኤችኣይቪ ዝተታሕዘ ሰብ፣ እዞም ዝስዕቡ ምልክታት ክህልዉዎ ይኽእሉ:

ሽዑ ናይ ኤችኣይቪ ሕክምና እንተዘይጌሩ:

  • ድሕሪ እተወሰነ ግዜ (እዚ ድሕሪ 2 ዓመት ክኸውን ይኽእል) ሓድሽ/ጸገማትን/እተፈላለዩ ሓደሽቲ ምልክታትን ክረኣዩዎ ይጅምሩ።
  • ኤችኣይቪ ንስርዓት ምክልኻል ሕማማት ሰውነት የጥቅዕ። ብዘይ ሕክምና፣ እቲ ኤችኣይቪ ድሕሪ ብዙሕ ዓማውቲ ናብ ኤድስ ይቕየር። ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ሰውነት ስለዝዳኀም ንካልኦት ረኽሲታት ይቃላዕ። እዞም ረኽሲታት ሞት ከስዕቡ ይኽእሉ።
ብዘይ ሕክምና፣ ናይቲ ኤችኣይቪ ዘለዎ ሰብ ስርዓት ምክልኻል ሕማማት ሰውት ኣዝዩ ስለዝደክም /ንብዙሓት ካልኦት ረኽሲታት ይቃላዕሞ ይሓምም።

ሕክምና እናወሰድካ ምስ ኤችኣይቪ ምንባር

ቀልጢፍኪ ናይ ኤችኣይቪ ምርመራ ብዝገበርኪ ቁጽሪ፣ እቲ ኤችኣይቪ /ኣብ ጥዕናኺ ዘስዕቦም ሳዕቤታን ክብደቶም እናነከየ ይመጽእ። ንቡር/ህይወት ክመርሕ ከምኡድማ ክንዲቲ ኤችኣይቪ ዘይብሎም ሰባት ዝነብሩዎ ዕድመ ክነብር ይኽእል እዩ።

ኤችኣይቪ ዘለዎ ሰብ እንድሕር ተሓኪሙ፣ እቲ ቫይረስ ብዘይውሑስ ወሲባዊ ርክብ ናብ ካልኦት ሰባት ናይ ምትሕልላፍ ስግኣተ-ሓደጋዊ ትሑት እዩ

ኤችኣይቪ ዘለዎ ከምንቡር ናብራኡ ክመርሕ ይኽእል እዩ።

ናይ ኤችኣይቪ ምርመራ

ኤችኣይቪ ከምዘይብልኪ ርግጸኛ ክትኮኒ እንተደሊኺ ተመርመሪ። ደገፍ ንምርካብ ኣብቲ ማእከል ጥዕና ሓተትቲ ዕቑባ ንዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና፣ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ምምሕዳር ከተማ (GGD) ወይከኣ ናይ ጥዕና ሞያዊ ሕተት።

ሰብኣይ ምስ ናይ ጥዕና ሞያዊ እናተዘራረበ።

Symptomen van hiv zonder behandeling

Als iemand geïnfecteerd raakt met hiv, dan zijn dit mogelijke symptomen

  • 1ste weken: hij/zij kan last krijgen van symptomen die op griep lijken, huiduitslag of gezwollen lymfeklieren
  • Daarna volgt een periode zonder symptomen.

Als hij/zij zich niet laat behandelen voor hiv, dan: 

  • Na een tijdje (dit kan 2 jaar of langer zijn) kan hij/zij nieuwe klachten en/of verschillende nieuwe symptomen krijgen.
  • Hiv valt het afweersysteem aan. Zonder behandeling krijgt iemand met hiv na enkele jaren aids. Het afweersysteem is dan zo zwak dat het lichaam vatbaar is voor andere infecties. Deze infecties kunnen dodelijk zijn.
Zonder behandeling is het afweersysteem van iemand met hiv zo zwak dat hij/zij vatbaar is voor andere infecties en ziek wordt.

Leven met hiv in behandeling

Hoe sneller iemand met hiv wordt behandeld, hoe minder ernstig de gevolgen voor zijn/haar gezondheid zijn. Hij/zij kan een normaal leven leiden en zelfs even lang leven als iemand zonder hiv.

Als iemand met hiv wordt behandeld, is er bijna geen risico op infecteren van anderen bij onbeschermde seks

Iemand met hiv kan een normaal leven leiden.

Hiv-test

Laat u testen als u denkt dat u hiv heeft. Vraag uw huisarts, GGD of zorgverlener op het zorgverlener op het gezondheidscentrum in het AZC om hulp. 

Man praat met een zorgverlener.

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና ናይ ምርካብ ዕድል

ናይ ኤችኣይቪ ሕክምና ማእከላት
ኤችኣይቪ እንድሕር ኣለካ፣ ክትምርመር ኣለካ። ኣብ ኔዘርላንድስ ናይ ዝርከባ ማእከላት ሕክምና ኤችኣይቪ ዝርዝር።
ናይ ኤችኣይቪ ማሕበር
ብዛዕባ ምስ ኤችኣይቪ ምንባርን ኤችኣይቪ ምስ ዘለዎም ሰባት ምትንኻፍን ሕቶታት ንምሕታት።
Poz & Proud
ናይ ኤችኣይቪ ዘለዎም ግብረሰዶማውያን ትካል።
በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና
ብዛዕባ ዝኾነ ብግልጺ ክትዛረቦ ዘሕፍካ ኣርእስቲ ንበዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንኾይኑ፣ እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ናብ ፍሉይ ናይ ጥዕና በዓልሞያ ክሰደካ ይኽእል እዩ። ግዝያዊ ዕቑባ ዝተውሃም ስደተኛታት ኣብ ምምሕዳር ከተማኦም ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና እዮም ዝመርጹ። ኣብ ማእከል ሓተትቲ ዕቑባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቑባ ኣብቲ ማእከል ዝርከብ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ከዘራርቡ ይኽእሉ እዮም።
ናይ ጥዕና በዓልሞያ ርኸብ