ናይ ጽሬት ሽጎማነ

ናይ ጽሬት ሽጎማነ

ደቀንስትዮ ኣብ እዋን ጽግያተን ኣብ ኩስትሞአን ዝለብሳኦ ንእሽቶ ጉዝጓዝ። እቲ ናይ ንጽህና መሓበስ ነቲ ደም ይሰትዮ። ንሱ ኣብ ታሕተዋይ ወገኑ ተጣባቒ ድርዕቶ ኣለዎ ካብ ቦትኡ ምእንቲ ከይንቀሳቐስ።

Maandverband

Doekje dat vrouwen in de onderbroek leggen tijdens de menstruatie. Het maandverband absorbeert het bloed van de menstruatie. Onderaan het maandverband zit een plakstrook. Die houdt het verband op zijn plaats.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር