ምንጻል ጥንሲ

ብፍላጥ ዝግበር ምንጻል ጥንሲ ጥንሲ፡ ንኣብነት እቲ ጥንሲ ንህይወት እታ ጓለንስተይቲ ዝፈታተን እንተኾይኑ ወይ እታ ጓለንስተይቲ ነቲ ጥንሲ ዘይትደልዮ እንተኾይና። እታ ጓለንሰይቲ ነቲ ጥንሲ ኣብ ዘይትደልየሉ ኩነት፡ ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኤውሮጳ ምንጻል ጥንሲ ክሳብ 12 ሰሙናት ካብ ናይ ፍርያት ግዜ ይፍቀድ።

Abortus

Bewust afbreken van de zwangerschap. Bijvoorbeeld als de zwangerschap het leven van de vrouw bedreigt of als de vrouw de zwangerschap niet wil. Als de vrouw de zwangerschap niet wil, is abortus in de meeste Europese landen toegelaten tot 12 weken na de bevruchting.

Standard term: Abortus
Neutral term: Zwangerschapsafbreking, zwangerschapsonderbreking, zwangerschapsbeëindiging

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር