እቶም መጻምዲ ኮንዶም ወይ ካልእ መከላኸሊ ጥንሲ ዘይተጥቀሙሉ ወሲባዊ ምትንኻፍ። መከላኸሊ ጥንሲ ከይተጠቐምካ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ናብ ዘይተደልየ ጥንሲ ከምርሕ ይኽእል። ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ ርክብ ምፍጻም ናብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት እውን ከምርሕ ይኽእል።
Seksueel contact waarbij de partners geen condoom of andere anticonceptie gebruiken. Geslachtsgemeenschap zonder anticonceptie kan leiden tot een ongeplande zwangerschap. Seks zonder condoom kan ook leiden tot soa's.
ርክብ ግበር