ንፈንዶት ዝመስል ዝርአ ናይ ጓለንስተይቲ ወሲባዊ ኣካላት።

ፈንዶት

ኣብ መንጎ ኣስኪትን (ደቂተባዕትዮ)/ ርሕሚ (ደቀንስትዮ) መሃንቱስን ዘሎ ቆርበት። ኣብ ደቅተባዕትዮን ደቀንስትዮን ኣብ ክልቲኦም፡ እቲ ፈንዶት ጾታዊ ስምዒት ዜለዓዕል ዞና እዩ።

Perineum

Huid tussen de balzak (mannen)/vagina (vrouwen) en de anus. Voor mannen en vrouwen is het perineum een erogene zone.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር