ናይ ፍትሕ ስምምዕ ክጸሓፈሎም ኣብ ቤት ጽሕፈት ፍትሕ ዝምለክቶ ፍርዳዊ ኣካል ዘለዉ ሰብኣይን ሰበይትን።

ፍትሕ

ናይሓዳር ዝምድናሕጋዊ ምቊራጽ። ድሕሪ ፍትሕ፡ ካልእ ክትምርዖ ትኽእል።

Scheiding

Wettelijke stopzetting van een huwelijk. Na een scheiding kunt u met iemand anders trouwen.

Standard term: Scheiding
Neutral term: Echtscheiding

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር