ሰበይቲን ሰብኣይን ኣብ ዓራት ተገዲሞም። ክልቲኦም ብሓደ ጾታዊ ረኽቢ ክፍጽሙ ተሰማሚዖም።

ፍቓድ ምሃብ

ሓደ ነገር ንኽትገብር ወይ ድማ ሓደ ነገር ንኽግበረልካ ምስምማዕ።

Toestemming geven

Akkoord gaan om iets te doen of dat iemand iets met u doet.

Standard term: Toestemming geven
Neutral term: Toestemmen

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር