መመርመሪ ኣብነት

ንመመርመሪ ዝኸውን ፈሳሲ ካብ ክሳድ ማህጸን ክውሰድ ይከኣል እዩ። እቲ ሓኪም ብንኢሽተይ ብራሽ ጌሩ ንጣብ መመርመሪ ይወስድ። እቲ ሓኪም ነታ ንጣብ ፈሳሲት ንመርመራ ናብ ላቦራቶርሪ ይወስዳ። እታ ንጣብ ከም መንሽሮ ክሳድ ማህጸን ወይ ድማ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STI) ሕማማት ከይህልዉኻ ይምርምር።

Uitstrijkje

Staaltje vocht van de baarmoederhals. De dokter neemt het uitstrijkje met een klein borsteltje. De dokter stuurt het uitstrijkje naar een laboratorium voor onderzoek. Dit uitstrijkje dient om ziekten, zoals baarmoederhalskanker of seksueel overdraagbare aandoeningen (soa's) te vinden.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር