ርሕማዊ ፈሳሲ

ኣብ ርሕሚ ዝርከብ ባህርያዊ ፈሳሲ ። እታ ጓል ኣንስተይቲ ጾታዊ ስምዒታ ምስ ዘልዓዓል ናይ ርሕማዊ ፈሳሲ ይውስኽ። ሸተተት ዝብል ባህሪ ኣለዎ፡ ንመትሎ ድማ ብቐሊሉ ናብ ርሕሚ ንኽኣቱ ይሕግዞ።

Vaginaal vocht

Natuurlijk vocht in de vagina. Wanneer een vrouw opgewonden is, neemt het vocht toe. Vaginaal vocht is glibberig en helpt de penis in de vagina te gaan.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር