ኣብ ፍቕሪ

ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ዘይተንጸባርቖ ስምዒት። ኣብ ፍቕሪ ምህላው ማለት፡ ብዛዕባ ሓደ ሰብ ብዙሕ ምሕሳብ፡ ኩሉ ግዜ ምስኡ ምስኣ ክትከውን ምድላይ ወይ ምስኡ ወይ ድማ ምስኣ ጾታዊ ርክብ ክትገብር ምድላይ።

Verliefd

Gevoel dat voor iedereen anders is. Verliefd zijn kan betekenen dat u heel veel van iemand houdt, altijd bij hem of haar wil zijn en met hem of haar seks wil hebben.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር