ናብ ቆርበት ዝጠብቕ መከላኸሊ ጥንሲ

ናብ ቆርበት ዝጠብቕ መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል መንገዲ (ኣገባብ ናይ መከላኸሊ ጥንሲ)። እዚ ኣብ ቆርበት ዝጣብቕ ጽክታት ዝሓዘ መከላኸሊ ጥንሲ እታ ሰበይቲ ኣብ ከብዳ፡ መዓኮራ ወይ ድማ ኣእዳዋ ከተጣብቖ ትኽእል እያ።

Anticonceptiepleister

Middel om zwangerschap te voorkomen (anticonceptie). Dunne pleister met hormonen die een vrouw op haar onderbuik, bil of arm kan plakken.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር