ናይ ጓል ኣንስተይቲ ውሽጣዊ ጾታዊ ህዋስ፡ ኣብ ውሽጢ ሻምብቆ ማህጸን ከመይ ጌሩ ፍርያት ከም ዝካየድ እናመልከተ እንከሎ

ፍርያት

ሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖ ምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ ናብ ቆልዓ ክዓቢ ይኽእል እዩ።

Bevruchting

Wanneer een zaadcel binnendringt in de eicel. De bevruchte eicel kan groeien tot een baby.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር