ናይ ወዲ ተባዕታይ ጾታዊ ህዋስ ኢፒዲዳይመስ ዘመልክት

ዘርኢ ዝተሓላለፈሉ ናይ ወዲ ተባዕታይ መተሓላለፊ

ወሃዮታት ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ዝኽዘነሉ ህዋስ። ሓደ ወዲ ተባዕታይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፍረ ነብሱ 1 ኢፒዲዳይመስ ኣለዎ።

Bijbal

Orgaan waarin de zaadcellen zijn opgeslagen. Een man heeft 1 bijbal aan elke teelbal.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር