ዘቃጽል ስምዒት

ጾታዊ ህዋሳትካ ኣብ ሓዊ ከም ዘለዉ ዓይነት ዝስምዓካ ቃንዛ። እቲ ቃንዛ ኣብ ግዜ ወይ ድማ ድሕሪ ጾታዊ ርክብ፡ ጽቡቕ ጌርካ እንተድኣ ስሚዒትካ እንተዘይተባራቢሩ ክለዓለካ ይኽእል እዩ። እቲ ቃንዛ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ክለዓል ይከኣል እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ክትሸይን እንከለኻ ዘቃጽል ስምዒት ክህልወካ ይኽእል እዩ።

Branderig gevoel

Pijn alsof een geslachtsdeel een beetje brandt. De pijn kan tijdens of na geslachtsgemeenschap ontstaan als u niet voldoende opgewonden bent. De pijn komt soms ook van een seksueel overdraagbare aandoening (soa). Het branderig gevoel is dan vaak voelbaar bij het plassen.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር