ናይ 28 መዓላታት ዑደት፡ ናይ ጽግያት ግዜ ኣብታ ቀዳመይቲ ሰሙን ይጅምር፡ ምውጻኣ ናይታ እንቋቊሖ ድም ኣብ መበል 14 መዓልቲ ይካየድ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ 5 መዓልታት ቅድምን 1 መዓልቲ ድሕሪ ምውጻእ እንቋቊሖ ድቂ ናይ ምሓዝ ተኽእሎ ኣለዋ።

ዑደት

ቁጽሪ መዓልታት ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓል ኣንስተይቲ ጽግያትን ቀዳሞት መዓልታት ናይቲ ዝቕጽል ግዜ ጽግያት። ሓንቲ ዑደት 28 መዓልታት ኣለዎ፡ እንተኾነ ግና ሒደት መዓልታት ይሓጽር ወይ ድማ ይንወሕ። ምውጻእ እንቋቊሖ ኣብ መበል 14 መዓልቲ ቅድሚ እታ እትስዕብ ዑደትጽግያት ጀሚሩ ይካየድ።

Cyclus

Aantal dagen tussen de eerste dag van de menstruatie van een vrouw en de eerste dag van de volgende menstruatie. Een cyclus duurt ongeveer 28 dagen, maar kan enkele dagen langer of korter zijn. De eisprong vindt plaats ongeveer 14 dagen voor de start van de volgende cyclus.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር