ማእከል ጥዕና ህጻናት
እቲ ማእከል ጥዕና ህጻናት(ቤት ጽሕፈት ምኽሪቅ) ዕድሚኦም ካብ 0 ክሳዕ 4 ንዝኾኑ ህጻናትኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ይህብ። ኣብቲ ማእከል ጥዕና ህጻናት፡ ውላድካ ክታበት ይወሃብ ከምኡ'ውን ብዛዕባ ክንክን ውላድካ ሕቶታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። እዚ ንምግባር ምዝገባ ኣየድልየኩምን። ድሕሪ ሕርሲ ውላድካ ኣብ ምምሕዳር ምምዝጋቡ(gemeente)፡ እታ ናይ ከባብያዊት ነርስ ክትበጽሓካ እያ።
Standard term:
ማእከል ጥዕና ህጻናት
Formal term:
Consultatiebureau