በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሓኪም
በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሓኪም (huisarts) ናይ ጥዕና ጸገም ክህልወኩም እንከሎ ፈለማ እትኸዱዎ ሓኪም እዩ። ሓፈሻዊ በዓል ሞያ ጥዕና ናብ ክኢላ ክሰደካ ይኽእል እዩ። እቲ በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሓኪም ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ክኸውን ይኽእል።
Standard term:
በዓልሞያ ሓፈሻዊ ሓኪም
Neutral term:
GP, Family doctor, Family Practitioner