ንመጀመርታ ግዜ ጾታዊ-ረኽቢ ዝገብሩ ጓልን ወድን

ፈለማ ግዜ

ቀዳማይ ናይ ጾታዊ ርክብ ምስ መጻምድቲ ናይ መጀመርታ ግዜ ማለት፡ ዝበዝሕ ግዜ ሓደ ሰብ ንመጅመርትኡ ጾታዊ ርክብ ክገብር እንከሎ ማለት'ዩ።

Eerste keer

Eerste seksueel contact met een partner. De eerste keer betekent meestal de eerste keer dat iemand geslachtsgemeenschap heeft.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር