ተራ ጾታ

ኣብ ሕብረተሰብ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ከመይ ባህርያቶም ከንጸባርቑ ከም ዘለዎም ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ትጽቢት። እዞም ትጽቢታትእዚ ካብ ባህሊ ናብ ባህሊ ክፈላለ ይኽእል'ዩ።

Genderrol

Verwachtingen in de samenleving over hoe mannen en vrouwen zich horen te gedragen. Die verwachtingen kunnen in elke cultuur anders zijn.

ናይ ግሊ ሓገዝ ትደሊ ዲኻ፧ ሓደ ውድብ ርኸብ

ርክብ ግበር