ኣብ ግዜ ጥንሲ ዘድልዮ ክንክን፡ ምክልኻል ጥንስን ሕማም ናይ ደቀንስትዮን ዝተኣሳሰር ዘጽንዕ ሓኪም። ሓኻይም ማህጸን ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ክኾኑ ይኽእሉ።
Dokter die gespecialiseerd is in zwangerschap, anticonceptie en vrouwenziekten. Een gynaecoloog kan een vrouw of een man zijn.
ርክብ ግበር