ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጥንሲ ዝከላኸል ዝልጠፍ ፕላስተር
እዚ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ክንከላኸለሉ እንኽእል መገዲ (ኣገባብ ናይ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ) እዩ። እዚ ኣብ ቆርበት ዝጣብቕ ጽክታት ዝሓዘ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ እታ ሰበይቲ ኣብ ከብዳ፡ መዓኮራ ወይ ድማ ኣእዳዋ ከተጣብቖ ትኽእል እያ።