ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መከላኸሊ ጥንሲ

ኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል ኣገባብ እዮም።